text
stringlengths
17
109
trophy __ ሽልማት፣ ዝተማረኸ__ ሸሽልማት፣ ምርኮ__
tropics __ ናይሃሩር መስመር__ የሀሩር መስመር__
tropical __ ሙቀት፣ ንሙቀት ዝኸውን__ ሞቃት፣ ለሙቀት የሚሆን__
trot __ እናሰገረ ከደ__ እየሠገረ ሄደ__
trouble __ አጨኒቁ፣ ሃዊኹ፣ አሸጊሩ፣ ሓሚሙ__ አስጨመቀ፣ አስቸገረ፣ አመመ__
look ofr trouble __ ምፅላእ ዝደሊ__ ጠበብ ያለሽ በዳዶ__
put in trouble __ ኣብፀገም ኣውዲቑ__ ችግር ላይ ጣለ __
troubled __ ፀገም __ የችግር__
trouble maker __ ፈጣሪ ሽግር__ ችግር ፈጣሪ__
trouble some __ ኣፀጋሚ__ አስቸገጋሪ__
trough __ ሒሳብ፣ መብኪዒ__ ገንዳ፣ ሁሀታ__
troupe __ ተጋጓዓዚ ጉጅም (ተዋሳእቲ)__ ተጓዥ ጓድ (የተዋንያን)__
trousres __ ስረ__ ሲሪ__
trowel __ መለሰኒ ሲሚንቶ ማንካ__ የሲሚንቶ መለሰኛ ማንኪያ__
be truant from__ ብግልፂ ዓዋሉ__ ጠጥሎ ማገጠ__
truant officer __ ቢሮ ተቖፃፃሪ__ ተቆጣጣሪ__
truce __ ተኸሲ ንዝተወሰነ ሰዓት ጠጠው ምባል__ ለተወሰነ ጊዜ ተኩስ ማቆም__
truck __ ናይ ፅዕት መኪና__ የጭነት መኪና__
proved true __ ተራጋጊፁ__ የተረጋገጠ__
truly __ ካብልቢ__ ከልብ__
trump __ ምሂዙ፣ ፈጢሩ__ ፈጠረ__
trump caed __ ናይ መምለጢ፣ ብለ፤ሓት፣ መይላ__ የማምለጫ ዘዴ__
trumpeled up __ ብሓሶት__ በሀሰት__
trumpe __ ጥሩምባ፣ መለኸት__ ጥሩምባ፣ መለከት__
truncate __ ካብጫፍ ቆሪፁ__ ከዓፍ ቆጠረ__
trundle __ አእናሳሓበ__ እየጎተተ ሄደ__
trunk __ ኩምቢ፣ ጉንዲ፣ ማዓንጣ፣ ሻንጣ__ ኩንቢ፣ ግንቢ፣ ወገብ፣ ሰጠ__
trust to care__ ሓደራ ሂቡ__ አደራ ሰጠ__
trust __ ትካል፣ እምነት፣ ሓደራ__ ፈድርጅት፣ አምነት፣ አደራ__
of greaate trust__ ልዕል ዝበለ ሓላፊነት__ ከፍ ያለ ሀላፊነት__
trustoworthhy __ ታኣማኒ__ ታማኝ__
trusty __ ታኣማኒ__ ታማኝ__
trith __ ሓቂ ነገር፣ ሓቂ__ እውነተኛ ነገር፣ እውነት__
truthful __ ሓቀኛ፣ ዝተኣማመነ__ ሀቀኛ፣ እርግጠኛ__
trruth full __ ብሓቂ__ በእውነተኛ__
try __ ጥዒሙ፣ ፈቲኑ፣ ሪኡ፣ ደኸመ፣ ኣወዲኡ/አዛዚሙ__ ቀመሰ፣ ሞከረ፣ ኤ፣ ደከመ፣ አስጨረሰ__
try out__ ፈተቲኑ/ ሞከሩ__ ሚከረ__
be tried__ ናብ ፍርዲ አቅሪቡ፣ ተርእዩ__ ፍርድ ቤት አቀረበ፣ ታ__
try __ ፈተና፣ ቤት ፍርዲ__ ሙከራ፣ ፍርድ ቤት__
trying __ ዘሕርቕ__ የመሚያበሳጭ__
tub __ ጥስቲ፣ መሕዐቢ ነብሲ__ ሰሳፋ፣ ባኞ__
be in the tub__ ሰውነቱ ታሓፂቡ__ ገላውን ታጠበ__
tube __ ላስቲክ፣ ካላማደሪያ__ ለላስቲክ፣ ካላማደሪያ__
tuberculosis __ ነናይ ሳምባ ነቀርሳ__ የሰሳንባ ነቀርሳ__
tuck __ ሸጉጡ፣ አእቲው__ ሸጎጠ፣ ከተተ__
Tuesday __ ሰሉስ __ ማክሰኞ__
tug __ ስሕብ ሰቢሉ__ ሳበ አደረገ__
tug boat __ ታንኳ ሳሐቢ__ ጎተታች ጀልባ__
tuition __ ናይ መምሀሪ ገንዘብ (ሰልዲ)__ የመማሪያ ገንዘብ__
tuble __ ኣተወ፣ ተገለባቢጡ፣ ተንከባሊ__ ገባ፣ ተገለባበጠ፣ ተንከባለለ__
tuble down__ ወዲቑ፣ ፈሪሱ__ ወደቀ፣ ፈረሰ__
tumble out__ ዘሊሉ ተልዒሉ__ ዘሎ ተነሳ__
tuble over__ ፍንጭራዕ/ ፈርገጥገጥ ኢሉ__ ተወራጨ__
tubelr __ ዋንጫ፣ ብርጭቆ__ ዋንጫ፣ ብርጭቆ__
tumunllt __ ዕንደራ፣ ዋዕዋዕ__ ሀሁካታ__
tumultuous __ ዝረሰነ፣ ሓያል__ የጋለ፣ ሀይለኛ__
tune __ ሓለወ፣ ኣማዕደወ__ ቃኘ__
tune in __ ኣመዓራየ__ አስተካከለ__
tune up__ ጨጋጊኑ/ ፀጋጊኑ__ ጠጋነነ__
tune __ ዜማ__ ዜማ__
in tune with__ ሓቢሩ ዝኸይድ__ ኣብሮ የሚራመድ__
tunnel under__ ሰርሲሩ መፃኡ__ መሻለኪያ፣ ዋሻ__
turban __ ዝተዘረገ__ የደፈረሰ__
turbulent __ ዝተሓቑነ፣ ስርዓት ዝጎደሎ__ የተጠናወጠ፣ ስራኣት የጎደለው__
turf __ ሳፅሪ__ ሳር__
rurmoil __ ሕፍሽፍስ__ ግርግር__
TURN __ ጸራ፣ መፀምዘዚ፣ መጸ㙀ጣጠፊ__ ጸራ፣ መፀምዘዣ__
TURN __ ተርጉሙ፣ ኣዚሩ__ ተረጎመ፣ አዞረ__
turn around __ ኣዚሩ__ አዞረ__
turn a way __ ዘወር ኢሉ__ ዞር አለ__
turn back__ ተመሊሱ__ ተመለሰ__
rturn corner__ ታዓፂፉ__ ታጠፈ__
turn in __ ለዊጡ፣ ደቂሱ__ ለወተ፣ ተኛ__
turn in to __ ኮነ__ ሆነ__
turn (one) into__ ለዎጡ__ ለወጠ__
turn off__ ኣጥፊኡ__ አጠፋ__
turned off __ ጠፊኡ__ ጠፋ__
turn out __ ሰሪሑ ኣውፂኢ፣ ኣፍሪዩ__ ሠርቶ አወጣ፣ አፈራ__
turn out __ ተረኺቡ፣ ተፈሊጡ፣ መፅአ፣ ተሳኺዑ__ ተገኘ፣ ታወቀ፣ መጣ፣ ተሰካ__
turn out well__ ተሳኺዑ፣ ታቓኒዐኡ__ ተሳካ፣ ተቃና__
turn out worse __ ተበላሺዩ__ ትበለሻሸ__
turn over __ ተገገልቢጡ__ ተገለበጠ__
be turned over__ ተገልቢጡ ተረኺቡ__ ተረከበ__
turn to__ ኣውፂአኡ፣ ኮይኑ፣ ተማሕፂኑ__ አወጣ፣ ሆነ፣ ተማጠነ__
turn up __ ኣውፅኣ አበለ__ ተገኘ፣ ጠቀለለ፣ ወጣ አደረገ__
make turn__ ተጠምዘዚዙ__ ተጠቀለለ__
stomach turns__ ዕውውል__ መማቅለሽለሽ__
turn of mind__ ኣተታሓሳስባ__ አስተሳሰብ__
at every turn__ በበጊዜኡ__ በየጊዜው__
by turns__ ብብታራ__ ተራ በተራ__
give quiote a turn__ አደናጊፁ__ አስደነገጠ__
good turn __ ውሬታ__ ውለታ__
out of turn__ በብዘይ ተራ/ ሪጋ__ ተራ በተራ__
tuning point __ ሓደዲሽ መልክዕ__ አዲስ መልክ__
turn out __ ብዘዙሕ ተመልከቲ/ ራኢዪ__ ብዙ ተመልካች__
turn over __ መፃዪ፣ ምቕያር__ ማጣራት፣ መለወጥ__
turpitude __ ፍራስ__ ውድቀት__
turret __ ዋላ፣ መነደቕ ጠመነጃ ንምትኳስ ዘገልግል__ ማመማ መሳይ ግምብ/ምሽግ የሚያገለግል ለማስተኮሻ የሚያገለግል__
tusk __ ስኒ ሓርማዝ__ የዘዝሆን ጥርስ__
tutelage __ ሓደራ፣ ምስትሃር__ አገራ፣ ማስተማር__