amh
stringlengths 4
155
| tig
stringlengths 7
186
|
---|---|
ጴጥሮስና አብረውት የነበሩት ሰዎች ሁሉን ነገር ትተው ኢየሱስን ተከተሉት። | መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጴጥሮስን ብጾቱን፡ ንዅሉ ሓዲጎም ንየሱስ ሰዓብዎ ይብል። |
ይሁንና ይሖዋ አስደናቂ ተስፋ ሰጥቶናል። | ይኹን እምበር፡ የሆዋ ዜደንቕ ተስፋ ሂቡና ኣሎ። |
ጳውሎስ ይበልጥ አስፈላጊ በሆኑት ነገሮች ላይ ትኩረት ያደረገ ከመሆኑም በላይ ወደ ሶርያ፣ ትንሿ እስያ፣ መቄዶንያና ይሁዳ ብዙ ጊዜ በመሄድ አምላክን በትጋት አገልግሏል። | ጳውሎስ፡ ኣብቲ ዚሓይሽ ኣተኲሩ ነበረ፣ ካብን ናብን ሶርያን ንእሽቶ እስያን መቄዶንያን ይሁዳን እናተጓዕዘ ኸኣ ኣብ ኣገልግሎት ኣምላኽ ኣበርቲዑ ይዓዪ ነበረ። |
ይህ ደግሞ ይበልጥ እሱን እየመሰልን እንድንሄድ ያነሳሳናል። | እዚ ድማ ንዕኡ ብዝያዳ ምእንቲ ኽንመስሎ፡ ንልብና ኼለዓዕሎ ይግባእ። |
እነዚህ ቅቡዓን እንደ ማንኛውም ሰው መንፈሳዊ ትምህርት ማግኘት አለባቸው። | እዞም ቅቡኣት እዚኦም ከም ካልኦት ክርስትያናት መንፈሳዊ ትምህርቲ ዜድልዮም እኳ እንተ ዀነ፡ ንቕብኣቶም ዜረጋግጸሎም ግና ኣየድልዮምን እዩ። |
የጠየቅነውን ሁሉ ወዲያውኑ የሚያደርግልን ከሆነ በመካከላችን ያለው ግንኙነት ትክክለኛውን አካሄድ የጠበቀ አይሆንም። | ዝሓተትናዮ ዘበለ ብኡብኡ ዜማልኣልና እንተ ዀይኑ ግና፡ እቲ ምስኡ ዘሎና ርክብ፡ ግቡእ መልክዕ ኣይህልዎን እዩ። |
ዳዊት ይህን የጻፈው እሱ በታመመበትና ሁኔታዎችን መቆጣጠር ባልቻለበት ወቅት አቤሴሎም ዙፋኑን ለመቀማት የተነሳበትን ጊዜ በማሰብ ሊሆን ይችላል። | ዳዊት ነዘን ቃላት እዚአን ዝጸሓፈን፡ ኣብቲ ኣቤሴሎም ንዝፋኑ ኺምንዝዖ ዝፈተነሉ እሞ ሓሚሙ ብምንባሩ ነቲ ዅነታት ንምቍጽጻሩ ኣጸጊምዎ ኣብ ዝነበረ እዋን ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
በዚህ ተስፋ ስላልረኩ አይደለም። | በቲ ተስፋኦም ዘይዓገቡ ብምዃኖም ኣይኰነን። |
በመጀመሪያው መቶ ዘመን የነበሩ በርካታ ክርስቲያኖች እንዲህ ያለ መንፈሳዊ ማበረታቻ አግኝተዋል። | ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ሓያሎ ክርስትያናት፡ ከምኡ ዝኣመሰለ መንፈሳዊ ምትብባዕ ረኺቦም እዮም። |
ኢየሱስ የሃይማኖት መሪዎቹ ጥያቄ በሚያነሱበት ጊዜ መልስ ይሰጥ የነበረው የራሱን ጥበብ ወይም ተሞክሮ በመጠቀም አይደለም። | ሃይማኖታዊ ምጽራር ኬጋጥሞ ኸሎ፡ ኣብቲ ብዙሕ ጥበቡ ወይ ኣብቲ መወዳድርቲ ዘይብሉ ተመክሮኡ ኣይተወከለን። |
ይህ ሲባል ግን መረጃዎችን መሰብሰብና ደንቦችን ማጥናት ማለት ብቻ አይደለም። | እዚ ኸኣ ሓቅታትን ሕግታትን ምፍላጥ የጠቓልል እዩ። |
ይሖዋ ለእስራኤላውያን አሥርቱን ትእዛዛት ሲሰጥ፣ ከእሱ በቀር ሌሎች አማልክትን እንዳያመልኩና ከማንኛውም ዓይነት የጣዖት አምልኮ እንዲርቁ አዟቸው ነበር። | የሆዋ ኣብቲ ዓሰርተ ትእዛዛት፡ ህዝቡ ብዘይካኡ ንኻልኦት ኣማልኽቲ ኸየምልኹ፡ ዝዀነ ይኹን ኣምልኾ ጣኦት እውን ከይገብሩ ኣነጺሩ ገሊጹ እዩ። |
በመሆኑም የአምላክ አገልጋዮች እንደመሆናችን መጠን ለእኛ የሚመቸንንና የምንወደውን ነገር ከመልበስ ባለፈ ልናስብበት የሚገባ ነገር አለ። | ስለዚ፡ ኣገልገልቲ ኣምላኽ ከም ምዃንና መጠን፡ ዚምሽኣና ወይ እንፈትዎ ኽዳን ጥራይ ንኽደን ማለት ኣይኰነን። |
ከቤት ወደ ቤት ስናገለግል ብዙ ጊዜ ሰዎችን ቤታቸው አናገኛቸውም። | ኣብ በቤት እናኸድና ኽንሰብኽ ከለና፡ ብዙሕ ሳዕ ንሰባት ኣብ ቤቶም ኣይንረኽቦምን ኢና። |
ዳዊት ከቤርሳቤህ ጋር ምንዝር ከፈጸመ በኋላ ይሖዋን ንጹሕ ልብ ፍጠርልኝ፤ በውስጤም ጽኑ የሆነ አዲስ መንፈስ አኑር በማለት ተማጽኖታል። | ከመይሲ፡ ምስ ባትሴባ ዝሙት ድሕሪ ምፍጻሙ፡ ንየሆዋ፡ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ፣ ጽኑዕ ዝዀነ ሓድሽ መንፈስ ከኣ ኣብ ውሽጠይ ኣንብር ብምባል ለመኖ። |
ለሰዎች ፍቅር ስናሳይ የአምላክን ክብር እናንጸባርቃለን። | ንኻልኦት ሰባት ምስ እነፍቅሮም፡ ክብሪ ኣምላኽ ኢና እነንጸባርቕ። |
በዚህ መንገድ ኢየሱስ የአምላክን ሉዓላዊነት ደግፏል። | በዚ ኸምዚ ድማ ንልዑላውነት ኣምላኽ ደገፈ። |
በአንደበታችንም ሆነ በሚሊዮኖች የሚቆጠሩ መጽሐፍ ቅዱሳዊ ጽሑፎች በማበርከት ለሰዎች ምሥራቹን እናሰራጫለን። | ነቲ መልእኽቲ ኸኣ ብቓልን በቲ ብሚልዮናት ዚቝጸር ቅዳሓት መጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋትን ኣቢልና ንዝርግሖ ኢና። |
እያንዳንዱ ግለሰብ ፈተና ውስጥ መግባት አለመግባቱ በራሱ ላይ የተመካ ነው። | ነፍሲ ወከፍ ሰብ፡ ብፈተና ናይ ምውዳቕ ወይ ከኣ ካብቲ ፈተና ናይ ምርሓቕ ምርጫ ኣለዎ። |
ከሁሉ በላይ ደግሞ በመጽሐፍ ቅዱስ ላይ የተመሠረቱ ጽሑፎችን ስታነብ አልፎ አልፎ ቆም እያልክ ማሰላሰልህ ትምህርቱ ወደ ልብህ ዘልቆ እንዲገባና ለተማርከው መልካም ነገር ይሖዋን በጸሎት እንድታመሰግን አጋጣሚ ይሰጥሃል። | ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ከተንብብ ከለኻ ደው እናበልካ ተስተንትን እንተ ዄንካ፡ ነቲ እተንብቦ ነገር ከተስተውዕሎን ስለቲ እትመሃሮ ዘለኻ ነገራት ንየሆዋ ብጸሎት ከተመስግኖን ኣጋጣሚ ይህበካ እዩ። |
የሚያሳዝን ቢሆንም የትኛውም ክርስቲያን በኃጢአተኛ ሥጋው ምኞት መመራት ሊጀምር ይችላል። | እወ፡ ዝዀነ ይኹን ክርስትያን ብሓጥእ ስጋኡ ምምልላስ ኪጅምር ይኽእል እዩ። |
ጳውሎስ ይህን የተናገረው እነማንን በአእምሮው ይዞ እንደሆነ እርግጠኛ መሆን ባንችልም አምላክን በመታዘዛቸውና የእሱን ፈቃድ በመፈጸማቸው በድንጋይ ተወግረው ስለሞቱት ስለ ናቡቴ እና ስለ ዘካርያስ መናገሩ ሊሆን ይችላል። | ጳውሎስ ብዛዕባ መን ይዛረብ ከም ዘሎ ርግጸኛታት ክንከውን ዘይንኽእል እኳ እንተ ዀንና፡ ከም ናቦትን ዘካርያስን ዝኣመሰሉ ገሊኦም እሙናት ሰባት ንኣምላኽ ብምእዛዞምን ፍቓዱ ብምግባሮምን ብዳርባ እምኒ ተቐቲሎም እዮም። |
በርካታ ወንድሞቻችን በመሬት መንቀጥቀጥ፣ በጎርፍ መጥለቅለቅ፣ በኃይለኛ አውሎ ነፋስ፣ በሱናሚ ወይም በሌሎች የተፈጥሮ አደጋዎች የተነሳ ጉዳት ደርሶባቸዋል። | ብዙሓት ኣሕዋትና ብምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ብምዕልቕላቕ ማይ፡ ብህቦብላ ንፋስ፡ ብሱናሚ፡ ወይ ብኻልእ ባህርያዊ ሓደጋታት ሕሰም ረኺቦም እዮም። |
የይሖዋን ሕግ መጽሐፍ የሚያስተምሩ ሰዎችን ወደ ይሁዳ ከተሞች ልኳል። | መጽሓፍ ሕጊ የሆዋ ተጠቒሙ ኸኣ ብወፈራ ንህዝቡ ምሂሩ እዩ። |
አንዳንዶች በአምላክ ማመን ያቆሙት በሃይማኖት ውስጥ የሚፈጸመው ነገር ቅር ስላሰኛቸው ነው። | ገሊኦም ከኣ ብሃይማኖት ተስፋ ስለ ዝቘረጹ፡ ኣብ ኣምላኽ ምእማን ሓዲጎምዎ እዮም። |
ይሖዋ ከዚያ በኋላ ሕይወት ያላቸውንና የሌላቸውን ነገሮች በሙሉ ሲፈጥር ልጁ አብሮት እንዲሠራ አድርጓል። | የሆዋ ንወዱ፡ ኣብ ኵሉ ኻልእ ዕዮታት ፍጥረት ምስኡ ኺሳተፍ ፈቒዱሉ እዩ። |
ዮናታን እንዲህ ያለ ተፈታታኝ ሁኔታ አጋጥሞት ሊሆን ይችላል። | ዮናታን ከምኡ ዓይነት ፈተና እዩ ኣጋጢምዎ። |
ይሖዋ በታማኝና ልባም ባሪያ አማካኝነት የተትረፈረፈ መንፈሳዊ ምግብ ይሰጠናል። | የሆዋ ብእሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ኣቢሉ ኣኺሉ ዚተርፍ መንፈሳዊ ምግቢ ብምሃብ እውን ባሪኹና እዩ። |
አምላክ ሳኦልን ንጉሥ እንዲሆን የቀባው ቢሆንም ከጊዜ በኋላ ሳኦል ታዛዥ ሳይሆን በመቅረቱ ይሖዋ ተወው። | ኣምላኽ ንሳኦል ንጉስ ኪኸውን እኳ እንተ ቐብኦ፡ ሳኦል ግና ጸኒሑ ዘይእዙዝ ኰነ፡ የሆዋ ድማ ነዓቖ። |
እንዲህ ካደረግን የይሖዋ ምሥክሮች መሆናችንን ለመናገር አንሸማቀቅም። | ከምኡ ምስ እንገብር፡ ከይተሰከፍና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ከም ዝዀንና ገሊጽና ኽንላለ ንኽእል ኢና። |
ሙሴ፣ ይሖዋ ለእስራኤላውያን ቃል ስለገባው ነገር በጥልቅ ባሰላሰለ መጠን በአምላክ ላይ ያለው እምነትና ለእሱ ያለው ፍቅር እያደገ ሄዷል። | ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንእስራኤላውያን ዘተስፈዎም ተስፋ ኸስተንትን ከሎ፡ ንየሆዋ ዘላቶ ፍቕሪ ትዓቢ፡ እምነቱ ድማ ትድልድል ነበረት። |
የመጽሐፍ ቅዱስ ትንቢት እንደሚያሳየው በ1914 ክርስቶስ በሥልጣኑ ሲገኝ የአምላክ መንግሥት በሰማይ መግዛት ጀምሯል። | እቲ የሱስ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ብ1914 ምስ ጀመረ፡ እታ ሰማያዊት መንግስቲ ኣምላኽ ከም እተመስረተት ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ ይነግረና እዩ። |
ብዙዎች ሰይጣን አለ ብሎ ማመን ቂልነት እንደሆነ ይሰማቸዋል። | ብዙሓት ሰባት፡ ሰይጣን ከም ዘሎ ምእማን ዕሽነት ኰይኑ ይስምዖም እዩ። |
በጉባኤ፣ በወረዳና በክልል ስብሰባዎች ላይ ንግግር ሲሰጥ ማስታወሻ ትይዛለህ? | ህዝባዊ መደረ ኪቐርብ ከሎን ኣብ ዓበይቲ ኣኼባታትን መዘኻኸሪ ትጽሕፍ ዲኻ፧ |
ይሁንና አብዛኞቹ ክርስቲያን ባለትዳሮች የአምላክን መመሪያ ስለሚከተሉ፣ ለእነዚህ ችግሮች ሁለቱንም ወገኖች የሚያስማሙ መፍትሔዎችን ማግኘት ችለዋል፤ ይህም የሚያስመሰግናቸው ነው። | ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኦም ክርስትያን ሰብ ሓዳር ብኣምላኽ ኪምርሑ ፍቓደኛታት ብምዃኖም፡ ንዅሉ እዚ ጸገማት እዚ ኸኣ ክልቲኦም ዚቕበልዎ ፍታሕ ይገብሩሉ ብምህላዎም ኪንኣዱ ይግብኦም። |
ኢየሱስ ከይሖዋ ጋር በቢሊዮን ለሚቆጠሩ ዓመታት አብሮ ሳይሠራ አይቀርም፤ በመሆኑም አንዳቸው ለሌላው በጣም ጥልቅ ፍቅር አዳብረዋል፤ እንዲሁም ፈጽሞ ሊበጠስ የማይችል ጠንካራ ወዳጅነት መሥርተዋል። | የሱስ ምስ የሆዋ ምናልባት ንቢልዮናት ዓመታት እዩ ዓይዩ፣ ኣብ መንጎ ሓድሕዶም ከኣ ድልድልትን ዘይትብተኽን ፍቕሪ እያ ማዕቢላ። |
ከዚህ በተቃራኒ በእኛ የሚተማመን ከመሆኑም ሌላ ሊረዳን ይፈልጋል። | ብኣንጻሩ እኳ ደኣስ፡ ብኣና ይተኣማመንን ኪሕግዘና ይደልን እዩ። |
በአካባቢዋ ከዘር ጋር የተያያዘ ግጭት ሲቀሰቀስ ግን ቀደም ሲል ለሰርቦች የነበራት ጥላቻ ማገርሸት ጀመረ፤ በመሆኑም ለሰርቦች መስበክ ከበዳት። | ይኹን እምበር፡ ኣብቲ እትነብረሉ ኸባቢ ዓሌታዊ ዓመጻ ምስ ተላዕለ፡ እቲ ቐደም ዝነበራ ጽልኢ ኪቕልቀል ጀመረ፣ ንተቐማጦ ሰርብያ ምስባኽ ድማ ኣዝዩ ኸበዳ። |
ይህ ሲባል ግን እንደ ይሖዋ ገደብ የለሽ ነፃነት አለን ማለት አይደለም። | ከምቲ ንየሆዋ ዘለዎ ዓይነት ምሉእ ናጽነት የብልናን። |
የማመዛዘን ችሎታ ያለው ማንኛውም ሰው በክፉ መናፍስት እንደማያምን ይናገራሉ። | ኣስተውዓሊ ሰብ ኣብ እኩያት መናፍስቲ ዘይኣምን ኰይኑ እዩ ዚስምዖም። |
ፈርዖን እንደሚገድለው ቢዝትበትም እንኳ እምነቱ፣ ለአምላክ ያለው ፍቅርና ምናልባትም ወደፊት የሚጠብቀውን ግሩም ሕይወት በአእምሮው መሳሉ ፈርዖንን በድፍረት ለመጋፈጥ አጠናክሮታል። | ፈርኦን ኪቐትሎ ምስ ኣፈራርሆ እውን ከይተረፈ፡ ነቲ ምፍርራህ ብትብዓት ኪገጥሞ ዝኸኣለ፡ እምነትን ፍቕሪ ኣምላኽን ስለ ዝነበሮ፡ ምናልባት እውን ኣብ ኣእምሮኡ ብሩህ ተስፋታት ይስእል ስለ ዝነበረን እዩ። |
የቤተሰብህ አባላት እንዲህ ያለ ጸሎት ስታቀርብ መስማታቸው በይሖዋ እንደምትታመን እንዲገነዘቡ ያደርጋቸዋል። | እኳ ደኣስ፡ ብየሆዋ ኸም እትእመን ኪርድኡ እዮም። |
ታዲያ የይሖዋ ፍቅርና ምሕረት ምን እንድናደርግ ሊያነሳሳን ይገባል? | ንዓናኸ ፍቕርን ምሕረትን የሆዋ እንታይ ክንገብር እዩ ኺድርኸና ዘለዎ፧ |
በአሁኑ ወቅት ከሕመማችን ተአምራዊ በሆነ መንገድ እንደምንድን አንጠብቅም። | ሕጂ ብተኣምራዊ መገዲ ኽንሓዊ ትጽቢት ክንገብር የብልናን። |
አንዳንድ ወንድሞች ደግሞ ተቃውሞና ስደት እያጋጠማቸው ነው። | ገሊኦም ኣሕዋትና ብሰንኪ ተቓውሞን መስጐጕትን መከራ ይወርዶም ኣሎ። |
ይህ ደግሞ ራስህን በጥሞና መመርመር ይጠይቅብህ ይሆናል። | እዚ ድማ ንርእስኻ ኽትምርምር የድልየካ ማለት እዩ። |
በመሆኑም ከአለባበስና ከአጋጌጥ ጋር በተያያዘ የምናደርገው ምርጫ ሉዓላዊውን ጌታ ይሖዋን የሚያስደስተውን ነገር ግምት ውስጥ ያስገባ መሆን ይኖርበታል። | ስለዚ፡ ኣብ ኣከዳድናናን ኣመለኻኽዓናን ነቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ እንታይ ባህ ከም ዜብሎ ኣብ ግምት ከነእቱ ኣሎና። |
አምላክ፣ በዚህ ጥቅስ ላይ ከተገለጸው ዝግጅትና ከተጠቀሱት ግለሰቦች ጋር የተያያዙ እውነታዎችን ቀስ በቀስ እንዴት እንደገለጠ የሚጠቁሙ እንዲሁም ትንቢቱ እንዴት እንደሚፈጸም የሚያሳዩ ቁልፍ ጥቅሶችን በቅደም ተከተል ማስፈር ትችላላችሁ። | ኣምላኽ ከመይ ገይሩ በብግዜኡ ብዛዕባ እዚ ንሰባት ከም ዝገለጸሎምን እቲ ትንቢት መዓስ ከም እተፈጸመን ዚሕብር ቀንዲ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣብኡ ዘርዝር። |
ሌሎችም የራሳቸውን ውሳኔ የማድረግ ነፃነት እንዳላቸው አምነን መቀበል አለብን። | ሓደ ኻብቲ ኣብ ናጽነትና ዘሎና ደረት፡ ካልኦት ኣብ ህይወቶም ናይ ባዕሎም ውሳነታት ኪገብሩ መሰል ዘለዎም ምዃኑ እዩ። |
በጉባኤው ውስጥ ወደፊት ሊያከናውን ስለሚችለው ነገር እያሰበ ያለን አንድ ወንድም ወደ አእምሯችን እናምጣ። | ሓደ ሓው ኣብ ጉባኤኡ ብኸመይ ኪሕግዝ ከም ዚኽእል ኪሓስብ ከሎ እሞ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ። |
ለምሳሌ ያህል፣ የምንኖረው በመጨረሻዎቹ ቀኖች ውስጥ መሆኑን የሚያሳየውን ቅዱስ ጽሑፋዊ ማስረጃ በዝርዝር በማጥናት የዚህ ሥርዓት መደምደሚያ በእርግጥ እንደቀረበ ያለህን እምነት ማጠናከር ትችላለህ። | ንኣብነት፡ ኣብ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዚ ንነብር ከም ዘለና ብዝያዳ ምእንቲ ኽትተኣማመን፡ ኣብ ዳሕሮት መዓልትታት ንነብር ከም ዘለና ዚሕብር ቅዱስ ጽሑፋዊ መርትዖ ብዝርዝር ከተጽንዕ ትኽእል ኢኻ። |
ለመመሥከር የሚያስችል አጋጣሚ ካገኘንም ነፃነት ተሰምቶን እንመሠክራለን። | እወ፡ ኣጋጣሚ ኪኽፈተልና ኸሎ፡ ንምምስካር ኣይክንሽቝረርን ኢና። |
በተመሳሳይም ይሖዋ ለጸሎታችን መልስ ከመስጠቱ በፊት የተወሰነ ጊዜ እንዲያልፍ የሚያደርገው ለእኛ ጥቅም ሲል ሊሆን ይችላል። | ብተመሳሳሊ፡ የሆዋ ንዓና ዚሕሸና ስለ ዚፈልጥ፡ ንጸሎትና ቕድሚ ምምላሱ እተወሰነ ግዜ ንኺሓልፍ ኪፈቅድ ይኽእል እዩ። |
ማግባት የሚፈልጉ ክርስቲያኖች ጓደኝነትን በተመለከተ ይበልጥ ጥንቃቄ ማድረግ አለባቸው። | ብፍላይ እቶም ኪምርዓዉ ዚደልዩ ንጽል ክርስትያናት፡ ብዛዕባ እቲ ዚምስርትዎ ዕርክነት ኪጥንቀቑ ኣገዳሲ እዩ። |
አብርሃምና ሣራ፣ ይስሐቅና ርብቃ እንዲሁም ሕልቃናና ሐና ለትዳር ጓደኛቸው ያላቸውን ፍቅር ገልጸዋል። | ኣብርሃምን ሳራን፡ ይስሃቅን ርብቃን፡ ኤልቃናን ሃናን ነንመጻምድቶም ፍቕሮም ገሊጾም እዮም። |
ተጨማሪ እውቀት ማግኘት ቢፈልግም በአደባባይ ከኢየሱስ ጋር ሲነጋገር ቢታይ ሰዎች ምን እንደሚሉት በማሰብ ፈርቶ ነበር። | ዝያዳ ኺፈልጥ እኳ እንተ ደለየ፡ ምስ የሱስ ብግህዶ ኺዛረብ ከሎ ኸይርአ ፈርሀ። |
አብዛኛውን ጊዜ ያገቡ ክርስቲያኖች ብዙ የቤተሰብ ኃላፊነት ይኖርባቸዋል። | መብዛሕትኡ እዋን፡ እተመርዓዉ ኣገልገልቲ ኣምላኽ፡ ብዙሕ ሓላፍነታት ስድራ ቤት ኣለዎም። |
የይሖዋ መመሪያዎች ግን አልተለወጡም፤ እሱ አሁንም አንድ ይሖዋ ነው። | ግናኸ፡ የሆዋ ኻባና ዚደልዮ ብቕዓት ሕጂ እውን ኣይተቐየረን፣ እወ፡ ሎሚ እውን ሓደ የሆዋ እዩ። |
በአስተዳደጋቸው ወይም በማኅበረሰቡ ውስጥ ባላቸው ቦታ የተነሳ ሌላ ዘር ወይም ዜግነት ካላቸው ሰዎች እንደሚያንሱ ሊሰማቸው ይችላል። | ብሰንኪ ኣተዓባብያኦም ወይ ማሕበራዊ ደረጃኦም፡ ካብቶም ካልኦት ዓሌት ወይ ህዝቢ እተፈልዩ ዀይኑ ኺስምዖም ይኽእል እዩ። |
አንድ ሰው ትዳሩ አስደሳች እንደሚሆን ተስፋ አድርጎ ይህ እውን ሳይሆን ሲቀር እርካታ ሊያጣ፣ እንደተታለለ ሊሰማው አልፎ ተርፎም በምሬት ሊዋጥ ይችላል። | ሓደ ሰብ ብዛዕባ ዜሐጕስ ሓዳር ዝነበሮ ትምኒት ከም ዝሓሰቦ ኸይኰነ ምስ ረኸቦ፡ ዕግበት ኪስእንን እተታለለ ዀይኑ ኺስምዖን ኪማረርን ይኽእል እዩ። |
በሮም የሚገኙ ክርስቲያኖች ቀድሞውኑ የተቀበሉትን ነገር ማረጋገጥ ያስፈለጋቸው ለምንድን ነው? | ኣብ ሮሜ ዝነበሩ ክርስትያናት ነቲ ድሮ እተቐበልዎ ነገራት ስለምንታይ እዮም መርሚሮም ኪፈልጥዎ ዜድልዮም ዝነበረ፧ |
ሚሪዬታ እንዲህ ብላለች፦ ከሁሉ በላይ የረዳኝ በአገልግሎቱ ላይ ትኩረት ማድረጌ ነው። | ሚርየታ ኸምዚ በለት፦ ኣቓልቦይ ኣብ ኣገልግሎት ምግባረይ ኣዝዩ ሓጊዙኒ እዩ። |
በመስክ አገልግሎት ስንካፈል ሌሎች እምነት እንዲያዳብሩ ከመርዳታችን በተጨማሪ የራሳችንም እምነት እያደገ ይሄዳል። | ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽንሳተፍ ከለና፡ እምነት ካልኦት ጥራይ ኣይኰንናን እንሃንጽ፣ የግዳስ፡ እምነትና እውን ትዓቢ እያ። |
የዓለም መንፈስ፣ ወደማንፈልገው አቅጣጫ ሊወስደን ከሚታገል ወንዝ ጋር ሊመሳሰል ይችላል። | መንፈስ ዓለም ምስ ሓደ ናብ ዘይደለናዮ ኣንፈት ዚደፍኣና ውሕጅ ኪመሳሰል ይኽእል እዩ። |
በእርግጥም አብርሃም በእምነታቸው የተነሳ እንደ ጻድቃን ለተቆጠሩት ሁሉ አባት ተብሎ መጠራቱ ምንም አያስደንቅም! | እምበኣር፡ ኣብርሃም ንዅሎም እቶም ዚኣምኑ ኣቦኦም እንተ ተባህለ ዚውሕዶ ኣይኰነን። |
ይሖዋ የነነዌ ሰዎች ንስሐ እንደገቡና እንደተለወጡ ሲያይ ውሳኔውን ቀይሯል። | የሆዋ፡ ሰብ ነነዌ ኸም እተነስሑን ኣተሓሳስባኦም ከም ዝቐየሩን ምስ ረኣየ፡ ውሳነኡ ኣተዓራርዩ እዩ። |
በጥንታዊ የቅዱሳን መጻሕፍት ቅጂዎች ላይ የተደረጉት ጥናቶች፣ ዛሬ ያለው መጽሐፍ ቅዱስ ይሖዋ በመንፈሱ መሪነት መጀመሪያ ያሰፈረውን ሐሳብ የያዘ መሆኑን ቅን ልብ ያላቸው የመጽሐፍ ቅዱስ ተማሪዎች እንዲያምኑ አድርገዋቸዋል። | ተመሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ጥንታዊ ኢደ ጽሑፋት ዝገበርዎ መጽናዕቲ፡ እቲ ኣብ ኢዶም ዘሎ መጽሓፍ ቅዱስ ከምቲ የሆዋ ኣብ ፈለማ ብድራኸ መንፈሱ ዘጽሓፎ ምዃኑ ምትእምማን ኣሕዲሩሎም እዩ። |
ክርስቲያኖች እንዲህ ዓይነት ታማኝነት ለማሳየት በዚህ ዓለም ላይ በሚፈጠር በየትኛውም ግጭት ወይም ውዝግብ ውስጥ ከመግባት መቆጠብ አለባቸው። | ክርስትያናት ከምዚ ዓይነት ተኣማንነት ኬርእዩ እንተ ዀይኖም፡ ካብ ዝዀነ ይኹን ግጭትን ፖለቲካዊ ጕዳያትን እዛ ዓለም እዚኣ ኺርሕቁ ኣለዎም። |
ሽልማታችንን የምናገኘው ከይሖዋ ዘንድ እንደሆነ በማሰብ ይህን ማድረግ እንችላለን። | የሆዋ ኸኣ ዚግብኣና ዓስቢ ኺህበና እዩ። |
ለትዳር ጓደኛህ፣ ለቅርብ ወዳጅህ አሊያም ለጉባኤህ ሽማግሌ ስሜትህን መናገርህ ስላለህበት ሁኔታ ሚዛናዊ አመለካከት እንዲኖርህ ሊረዳህ ይችላል። | ብዛዕባ እቲ ዜጨንቐካ ነገራት ሚዛናዊ ዝዀነ ኣረኣእያ ምእንቲ ኺህልወካ ኻብ መጻምድትኻ፡ ካብ ናይ ቀረባ ዓርክኻ፡ ወይ ካብ ሓደ ሽማግለ ጉባኤ ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። |
የዓመት መጽሐፍ በምታነብበት ጊዜ ቆም ብለህ ማሰብህ እንዲሁም ባነበብካቸው ተሞክሮዎች ላይ ማሰላሰልህና ልብህ እንዲነካ ማድረግህ ጠቃሚ ነው። | መጽሓፍ ዓመት ከተንብብ ከለኻ እቲ ዘንበብካዮ ተመክሮታት ንልብኻ ምእንቲ ኺትንክፎ ሓንሳእ ደው እናበልካ ምስትንታን ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ። |
ይሖዋ፣ ታማኝ አገልጋዮቹ አንዳንድ መብቶችን እስኪያገኙ አሊያም ደግሞ ያሉበት ሁኔታ እስኪስተካከልላቸው ድረስ የተወሰነ ጊዜ እንዲያልፍ ሊፈቅድ ቢችልም ምንጊዜም እነሱን ከመደገፍ ወደኋላ አይልም። | የሆዋ ንእሙናት ኣገልገልቱ ወትሩ ይድግፎም እኳ እንተ ዀነ፡ ፍሉይ መሰላት ክሳዕ ዚረኽቡ ወይ ከኣ ዚምሽእ ኵነታት ክሳዕ ዚርከብ ኪጽበዩ ይሓድጎም እዩ። |
ታዲያ ከሰይጣን ጋር በምናደርገው ውጊያ ማሸነፍ እንችላለን? | እሞኸ ኣብቲ ምስ ሰይጣን እንገብሮ ቓልሲ ኽንዕወት ንኽእል ዲና፧ |
ሐዋርያው ጴጥሮስ፣ አይሁዳዊ ላልሆኑ ሰዎች መሠረተ ቢስ ጥላቻ ነበረው፤ ውሎ አድሮ ግን እንዲህ ያለውን አሉታዊ አመለካከት ማስወገድ ችሏል። | ሃዋርያ ጴጥሮስ ንእተወሰነ ግዜ ኣይሁድ ብዛዕባ ዘይኰኑ ሰባት ኣሉታዊ ኣረኣእያ ነይርዎ እዩ፣ ነዚ ግና በብቝሩብ ካብ ልቡ ደምሲስዎ እዩ። |
አራቱም ልጆቿ 14 ዓመት ሳይሞላቸው የተጠመቁላት ቤረኒሲ እንዲህ ብላለች፦ የተደበላለቀ ስሜት ተሰምቶን ነበር። | ደቂ 14 ቕድሚ ምዃኖም እተጠምቁ ኣርባዕተ ውሉዳት ዘዕበየት በርኒስ፡ ሽዑ፡ ስምዒትና ኣጸቢቑ እተተንከየሉ እዋን እዩ ነይሩ። |
በእርግጥም መጽሐፍ ቅዱስ አስቀድሞ እንደተናገረው በመጨረሻዎቹ ቀናት ውስጥ የሚኖሩ ሰዎች የማያመሰግኑ ሆነዋል። | እወ፡ ከምቲ መጽሓፍ ቅዱስ እተነበዮ፡ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ሰባት ዘየመስግኑ እዮም ኰይኖም ዘለዉ። |
የሰዎች ግድየለሽነት ተስፋ እንዲያስቆርጣችሁ ወይም ነቅታችሁ ከመጠበቅ እንዲያዘናጋችሁ አትፍቀዱ። | ካልኦት ተገዳስነት ዘይብሎም ምዃኖም ተስፋ ኬቝርጸካ ወይ ንንቕሓትካ ኼዳኽሞ ኣይትፍቀድ። |
ታዲያ ይሖዋ ስላደረገው የጥምቀት ዝግጅት ተገቢ አመለካከት እንዲኖርህ ምን ይረዳሃል? | ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዝሰርዖ ጥምቀት ቅኑዕ ኣረኣእያ ምእንቲ ኺህልወካ፡ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧ |
በእርግጥም እኛ ስህተት ስንሠራ በሰማይ ያለው አባታችን ይቅር እንደሚለን ሁሉ እኛም ሌሎች ስህተት በሚሠሩበት ጊዜ ይቅር ባዮች ልንሆን ይገባል። | ስለዚ፡ ከምቲ ኣቦና የሆዋ ኽንጋገ ኸለና ዚምሕረና፡ ንሕና እውን ኣብነቱ ብምስዓብ ካልኦት ኪጋገዩ ኸለዉ ንምሓሮም። |
ኢየሱስ ሲሰድቡት መልሶ አልተሳደበም። | ንየሱስ ድማ ንመስሎ ኢና፣ ንሱ፡ ምስ ተጸርፈ፡ መሊሱ ኣይጸረፈን። |
መጽሐፍ ቅዱስ እንዲህ በማለት ይመክረናል፦ እንደ አስፈላጊነቱ ሌሎችን የሚያንጽና ሰሚዎቹን ሊጠቅም የሚችል መልካም ቃል ብቻ እንጂ የበሰበሰ ቃል ከቶ ከአፋችሁ አይውጣ። | መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንሰማዕቱ ምእንቲ ኺጠቅምሲ፡ ንምህናጽ ዜድሊ ዘበለ ጽቡቕ ቃል እምበር፡ ሕማቕ ቃልሲ ኻብ ኣፍኩም ኣይውጻእ ኢሉ ይምዕደና። |
ብዙ አስፋፊዎች ይህን የአገልግሎት ዘዴ ውጤታማና አስደሳች ሆኖ አግኝተውታል። | ሓያሎ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብዚ ዕዮ እዚ ብምክፋሎም ብዙሕ ውጽኢትን ዓስብን ረኺቦም እዮም። |
ይህን የሚጠቁሙ አንዳንድ ምልክቶችን እስቲ እንመልከት። | ገለ ኻብቲ ሒደት ናይ መጠንቀቕታ ምልክታት እስከ ንመርምር። |
በመሆኑም በዓለም ላይ ያለው መዝናኛና አለባበስ እንዲሁም ዓለማዊ ጓደኞች ልባችንን እየማረኩት መሆን አለመሆኑን ለማረጋገጥ አዘውትረን ራሳችንን መመርመር ይኖርብናል። | እዚ ኺብሃል ከሎ፡ ልብና ብዓለማዊ መዘናግዒታት፡ ብምሕዝነት፡ ብቕዲ ኽዳውንትን ኣመለኻኽዓን ምእንቲ ኸይሰድዕ፡ ወትሩ ኽንምርምሮ ኼድልየና እዩ። |
እንዲህ ብሏል፦ አባት ሆይ፣ ፈቃድህ ከሆነ ይህን ጽዋ ከእኔ አርቅ። | ሽዑ፡ ኣቦ፡ እንተ ፈቲኻስ፡ ነዛ ጽዋእ እዚኣ ኻባይ ኣልግሳ። |
ጴጥሮስና ሌሎች ደቀ መዛሙርት የወደፊቱን ጊዜ በአእምሯቸው እንዲስሉ ለመርዳት ኢየሱስ በዛሬው የዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ነገራቸው። | የሱስ ነተን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ ቓላት እተዛረበን ንጴጥሮስን ነቶም ካልኦት ደቀ መዛሙርትን ብዛዕባ ዚመጽእ ኣብ ኣእምሮኦም ንኺስእሉ ምእንቲ ኺሕግዞም ኢሉ እዩ። |
በዚህ መንገድ እርስ በርስ መበረታታታችሁ በመንፈሳዊ የሚያጠነክርህ ከመሆኑም በላይ ያለብህን ማንኛውንም ጭንቀት መቋቋም ቀላል እንዲሆንልህ ያደርጋል። | እቲ ኣብኡ እትረኽቦ ምትብባዕ፡ መንፈሳዊ ስንቅኻ ኽትመልእን ንጭንቀትካ ኽትዋጽኣሉን ይሕግዘካ እዩ። |
ከመጀመሪያ የሰማችሁት መልእክት እርስ በርሳችን መዋደድ አለብን የሚል ነውና። | ንሓድሕድና ኽንፋቐር፡ እዚኣ እታ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዋ መልእኽቲ እያ ኢሉ ጽሒፉ እዩ። |
ለአምላክም ሆነ ከጊዜ በኋላ የእስራኤል ንጉሥ ለሚሆነው ለዳዊት ያለውን ታማኝነት አላጓደለም። | ካብቲ ንኣምላኽን ነቲ ጸኒሑ ንጉስ እስራኤል ዚኸውን ዳዊትን ዝነበሮ ተኣማንነት ምንቕ ኣይበለን። |
ልክ እንደ ኢዮሳፍጥ ሁሉ እኛም አንዳንድ ጊዜ፣ ችግር ሲያጋጥመን ምን ማድረግ እንዳለብን ግራ እንጋባ ምናልባትም በፍርሃት እንዋጥ ይሆናል። | ንሕና እውን ሓድሓደ ግዜ ኸም ዮሳፋጥ እንታይ ከም እንገብር ኪጠፍኣናን ክንፈርህን ንኽእል ኢና። |
የኢየሱስን ምሳሌ በመከተል መጽሐፍ ቅዱስን በየቀኑ ማንበብ፣ ማጥናትና ባወቅነው ነገር ላይ ማሰላሰል ይኖርብናል። | ንሕና እውን ኣብነት የሱስ ብምስዓብ፡ ንመጽሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኸነንብቦን ከነጽንዖን ብዛዕባ እቲ እተመሃርናዮ ኸነስተንትንን ኣሎና። |
የሐሰት ሃይማኖት ድርጅቶችን እየደገፉ የአምላክን ሞገስ ማግኘት እንደማይችሉ ተገንዝበዋል። | ንናይ ሓሶት ሃይማኖታዊ ውድባት ክሳዕ ዝደገፉ፡ በረኸት ኣምላኽ ከም ዘይረኽቡ ተገንዘቡ። |
ይሁንና እንዲህ ያለው ተገቢ ያልሆነ ስሜት በራሱ እንደሚጠፋ በማሰብ እጇን አጣጥፋ አልተቀመጠችም። | እቲ ኣሉታዊ ስምዒታ ባዕሉ ኽሳዕ ዚጠፍእ ኢዳን እግራን ኣጣሚራ ኽትጽበ ኸም ዘይብላ ግና ተገንዘበት። |
ባለንበት ሁኔታ የተነሳ፣ የመንግሥቱን ሥራ ለመደገፍ ማከናወን የምንችለው ነገርና የምናደርገው መዋጮ ውስን ሊሆን ይችላል፤ ያም ቢሆን ይሖዋና ኢየሱስ ሁላችንም በዚህ ረገድ የምናደርገውን ጥረት በጣም ያደንቃሉ። | ረብሓታት መንግስቲ ኣምላኽ ንምድጋፍ እንገብሮ ጻዕርን ኣበርክቶን ድሩት እንተ ዀነ እውን፡ የሆዋን የሱስን ነቲ እንገብሮ ጻዕሪ ኣኽቢሮም እዮም ዚርእይዎ። |
ሐዋርያው ጴጥሮስ ለክርስቲያኖች ሲጽፍ እንዲህ ብሏል፦ ይህን በመሰለው ያዘቀጠ ወራዳ ሕይወት ከእነሱ ጋር መሮጣችሁን ስለማትቀጥሉ ግራ ይጋባሉ፤ በመሆኑም ይሰድቧችኋል። | ሃዋርያ ጴጥሮስ፡ ናብቲ ዕያግ ዝርጋን ምሳታቶም ስለ ዘይጐየኹም ይግረሙ፡ ንዓኻትኩም ንክርስትያናት ከኣ ይጸርፉኹም ኣለዉ ኢሉ ጸሓፈ። |
መጀመሪያ፣ የጉባኤ አገልጋይ ለመሆን የሚያስፈልጉትን ብቃቶች ለማሟላት ይጥራል። | ፈለማ፡ ኣገልጋሊ ጉባኤ ኪኸውን ይጽዕር። |
በድግሱ ላይ ከተጠበቀው በላይ ብዙ እንግዶች መጥተው ሊሆን ይችላል። | ቍጽሪ እቶም ናብቲ መርዓ ዝመጹ ኣጋይሽ ካብቲ ትጽቢት እተገብረሉ ንላዕሊ ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። |
ኤልሳዕም ግብዣውን ወዲያውኑ በመቀበል ዝቅ ተደርገው የሚታዩ ሥራዎችን በማከናወን በዕድሜ የገፋውን ነቢይ በታማኝነት ማገልገል ጀመረ። | ኤልሳእ ውዓል ሕደር ከይበለ፡ ነቲ ዕድመ ተቐበሎ፣ ትሑት ዕዮ ብምዕያይ ከኣ ነቲ ብዕድመ ደፊኡ ዝነበረ ኤልያስ ብተኣማንነት ኣገልገሎ። |
እንደ ሚካያህ እና ኤርምያስ ያሉት ነቢያት መዘባበቻ በመሆንና ወህኒ ቤት በመጣል ፈተና ቢደርስባቸውም እምነት ስለነበራቸው ተቋቁመውታል። | ከም ሚክያስን ኤርምያስን ዝኣመሰሉ ነብያት ብምኽንያት እምነቶም፡ ብላግጽን ብማእሰርትን ተፈቲኖም እዮም። |
ይሖዋ በድርጅቱ ምድራዊ ክፍል ውስጥ የሚገኙ አገልጋዮቹን በታማኝና ልባም ባሪያ አማካኝነት ይመራቸዋል እንዲሁም ይመግባቸዋል፤ ይህን ባሪያ የሚመራው ደግሞ የጉባኤው ራስ ክርስቶስ ነው። | የሆዋ ኣብታ ምድራዊ ኽፋል ውድቡ ንዘለዉ ህዝቡ በቲ ኣብ ትሕቲ እቲ ርእሲ ጉባኤ ዝዀነ ክርስቶስ ዘሎ እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ገይሩ ይመርሖምን ይምግቦምን እዩ። |